https://milkta.com/ti/jobs/display/1404
ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ
መፀውዒ መደብ ገንዘብ ተሓዚት
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ነሓሰ 24, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ ነሓሰ 26, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 2
መብርሂ

ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ (ከነማ ፋርማሲ) ነዚ ዝስዕብ ስራሕ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ዲፕሎማ

ልምዲ ስራሕ

2 ዓመት

መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

ተመዝገብቲ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናሉ ሒዝኩም ምምፃእ ይግባእ

ናይ ምዝገባ እዋን 23 /12 /2008 ዓም ክሳብ 26/ 12 /2008 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት

ናይ ምዝገባ ቦታ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቀለ(ከነማ ፋርማሲ)

ፈተሃ ዝወሃበሉ ዕለት 27 /12 /2008 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ

ንፋርማሲ ሞያ ተመዝገብቲ ኩለኩም ሞያ መዝገብ ፍቃድ ዘለዎ

ፈተና ዝወሃበሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ከተማ መቀለ ጥቃ ዳማርያም ቤተ ክርስትያን ዝርከበ ሓባራዊ ህንፃ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 400111

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle