ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ዲስፐንሰሪ ፋርማሲስት |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ነሓሰ 24, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ነሓሰ 26, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 2 |
መብርሂ | ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ (ከነማ ፋርማሲ) ነዚ ዝስዕብ ስራሕ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | ዲግሪ |
ተደላይይ ክእለት | ዲግሪ |
ልምዲ ስራሕ | 2 ዓመት |
መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ ተመዝገብቲ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናሉ ሒዝኩም ምምፃእ ይግባእ ናይ ምዝገባ እዋን 23 /12 /2008 ዓም ክሳብ 26/ 12 /2008 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናይ ምዝገባ ቦታ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቀለ(ከነማ ፋርማሲ) ፈተሃ ዝወሃበሉ ዕለት 27 /12 /2008 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ንፋርማሲ ሞያ ተመዝገብቲ ኩለኩም ሞያ መዝገብ ፍቃድ ዘለዎ ፈተና ዝወሃበሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ከተማ መቀለ ጥቃ ዳማርያም ቤተ ክርስትያን ዝርከበ ሓባራዊ ህንፃ ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 400111 |