| ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ጁኔር አካዉንታንት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ነሓሰ 19, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ነሓሰ 27, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | አካዉንቲንግ ዲፐሎማ/ ቀዳማይ ዲግሪ ሲኦሲ ዝምልከቶ ከቅርብ ዝክእል |
| ተደላይይ ክእለት | ፒችትሪ አካዉንቲንግ ክእለት ዘለዎ ፅቡቅ ኢንግሊዘኛ ክእለት ዘለዎ ብሓባር ናይ ምስራሕ ተክእሎ ዘለዎ |
| ልምዲ ስራሕ | ዲፐሎማ 6 ዓመት ቀዳማይ ዲግሪ 3 ዓመት ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| መተሓሳሰቢ | አመልከቲ ሲቪን አፕሊኬሽን ለተርን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ መረዳእታ ምስ ኦርጅናል ብምሓዝ ክትምዝገቡ ትክእሉ ምዝገባ ካብ 19 /12 /2008 ዓም ክሳብ 27 /12 /2008 ዓም አድራሻ ቀበሌ 11 ንግዲ ባንኪ ኢትዮዽያ ጨንፈር ሮማናት ቀዳማይ ደብሪ መቀለ ቁፅሪ 101 ንተወሳኪ ሓበሬታ Â 0344405029 /5265 |