ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ዲስፐንሰሪ ፋርማሲስት |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ነሓሰ 17, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ነሓሰ 20, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ (ከነማ ፋርማሲ) ነዚ ዝስዕብ ስራሕ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | ዲግሪ ፋርማሲስት |
ተደላይይ ክእለት | ዲግሪ ፋርማሲስት |
ልምዲ ስራሕ | 2 ዓመት |
መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ ተመዝገብቲ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናሉ ሒዝኩም ምምፃእ ይግባእ ናይ ምዝገባ እዋን 16 /12 /2008 ዓም ክሳብ 19/ 12 /2008 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናይ ምዝገባ ቦታ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቀለ(ከነማ ፋርማሲ) ፈተሃ ዝወሃበሉ ዕለት 20 /12 /2008 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ንፋርማሲ ሞያ ተመዝገብቲ ኩለኩም ሞያ መዝገብ ፍቃድ ዘለዎ ፈተና ዝወሃበሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ከተማ መቀለ ጥቃ ዳማርያም ቤተ ክርስትያን ዝርከበ ሓባራዊ ህንፃ ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 400111 |