ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ዕደጋ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ የካቲት 12, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ የካቲት 21, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 16-8-2 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ቢሮ ትልሚን ፋይናንስ ኣብ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ኪኢላ ዕደጋ ሓበሬታብ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ኪኢላ ስታስቲካል መፅናዕቲ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መመዘኒ ሮቛሒ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም።
ትምህርቲ ደረጃ ቀዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐብሊክ ፕሮክሩመንት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ብኮኦፖረቲቭ ቀደማ ዲግሪ 7+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካልኣይ ዲግሪ 5+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ |
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መመዘኒ ሮቓሒ ተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና
|