ዮኪ ፕላስት ንግድን ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ኤለክትሪካል ኦፕሬተር I |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ነሓሰ 11, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ነሓሰ 14, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 2 |
መብርሂ | ዮኪ ፕላስት ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ /ዝተ/ዉ /ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ንዝተገለፁ ክፈቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | ዲፕሎማ ብኤለክትሮ መካኒካል ቴክኖሎጂ |
ተደላይይ ክእለት | ዲፕሎማ ብኤለክትሮ መካኒካል ቴክኖሎጂ |
ልምዲ ስራሕ | 0 ዓመት |
መተሓሳሰቢ | መመዝገቢ ዕለት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብስልኪ ወይ ብምልክታ ክግለፅ ዩ አመልከቲ ኦርጂናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ጣብያ ኢንዱስትሪ መኤንኮ መገንፀሊ ፊት ለፊት 200 ሜትሮ ንዉሽጢ ብምእታዉ ጥቃ የኢትዮዽያ ጥራትና ደረጃ መዳቢዎች ቢሮ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካና ብምቅራብ ንክትምዝገቡ ንተሓሳስብ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344415661 ወይ 0344415664 |