| ማሕበር ልምዓት ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኣካዉንታንት I |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም ነሓሰ 7, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ነሓሰ 12, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲፕሎማ / ዲግሪ ብአካዉንቲንግÂ ወይም ተዛመድቲ ትምህርቲ ዓይነት |
| ተደላይይ ክእለት | ፕችተሪ ክአለትን ሰርትፍኬት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ሰርትፍኬትን ዘለዎ |
| ልምዲ ስራሕ | ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ንዲፐሎማ 6 ዓመት ንዲግሪ 4 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 07 /12/ 2008 ዓም ክሳብ 12/ 12 /2008 ዓምÂ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን መረዳእታ ትምህርትን ናይ ስራሕ ልምድን ብምሓዝ ኣብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ምምዝጋብ ትክእሉ ካብ 2 :30 ክሳብ 11:00 ፈተና ዝወሃበሉ ግዘ ግምልክታ ክግለፅ ዩ ንተወሳኪ ሓበሬታ 093888322 |