https://milkta.com/ti/jobs/display/137
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
መፀውዒ መደብ ኪኢላ ስታስቲካዊ ሓበሬታ ፖሊሲ መፅናዕቲ
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ የካቲት 12, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 21, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 16-12-
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስ ኣብ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ፖሊሲ መፅናዕትን ሓበሬታብ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ኪኢላ ስታስቲካል መፅናዕቲ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መመዘኒ ሮቛሒ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም።

 

 

ትምህርቲ ደረጃ

ብስታስቲክስ፣ ኢኮኖሚከስ፣ ሕርሻ፣ ዲቨሎፕመንት ስታዲስ፣ጂኦግራፊን ኢንቫይሮመንታል ስታዲን፣ ማናጅመንት

እኩል ናይ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን ፓኬጅን

ንቀዳማይ ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልመዲ

ንማስተርስ ዲግሪ 0 ዓመት ስራሕ ልመዲ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መመዘኒ ሮቓሒ ተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና

  1. ተወዳደርቲ ዘለዎም ይምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምልስ ኮፒን ከቕርቡ ብተወሳኪ ብቕዓት መረጋገፂ ሲኦሲ ዝምልክተኩም ክተቕርቡ ይግባእ

  2. ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ት/ፋይናንስን ቁፅሪ 1-12

  3. ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 12/06/2006 ክሳብ 21/06/2006 ዓም

  4. ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ዝልጠፍ እዩ

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle