ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ጀማሪ አሰልጣኒ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ነሓሰ 4, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ነሓሰ 17, 2008 |
ቦታ | ዝተፈላለየ ቦታ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ኣብ ወረዳታት ንዝተጣየሻ ሓደሽቲ መሰልጠኒታት ዘምህር አሰልጣኒ አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | ዲፕሎማ ዝተመረቀ ኮይኑ በመምርሒ መሰረት እስካብ ብርኪ 4ተ ወይ ብርኪ 5ተ level by level COC ተፈቲኑ ብቅዓቱ ዘረጋገፀ |
ተደላይይ ክእለት | ዲፕሎማ ዝተመረቀ ኮይኑ በመምርሒ መሰረት እስካብ ብርኪ 4ተ ወይ ብርኪ 5ተ level by level COC ተፈቲኑ ብቅዓቱ ዘረጋገፀ |
ልምዲ ስራሕ | 0 |
መተሓሳሰቢ | ስራሕ ቦታ ሓዉዜን ሰሓርቲ ሳምረ ሰለክለካ ማይፀብሪ እናዳባጉና ሃገረሰላም ወልቃይት ራማ አፅቢ መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮ ቴሞት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ አመራሓ ሓይሊ ሰብ መመዝገቢ ዕለት 10ተ ተከታተልቲ መዓልትታት ኮይኑ ካብ 04- 17 /12 /2008 ዓም ፈተና ዝወሃበሉ ዕልት ብምልክታ ይግለፅ ኣብ እዋን ምዝገባ ኦርጅናል መረዳእታን ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒን ምቅራብ የድሊ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344 41 99 05 |