ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ሂስትሪ ማይነር ሲቪክስ ዲግሪ መምህር |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ነሓሰ 3, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ ነሓሰ 11, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ ሙሉእ 1ይ 2ይ ደረጃ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ መደብ ስራሕ መምህርነት ብቀዋሚነት ክቆፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | ዲግሪ |
ተደላይይ ክእለት | ዲግሪ |
ልምዲ ስራሕ | 2 ዓመትን ልዕሊኡን |
መተሓሳሰቢ | መሃያ 4425 ኣበል ትራንስፖርት 1000 ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ረቀሕታት እተማልኡ አመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳእታ ትምህርትኩም ሲቪ መረዳእታ ልምዲ ስራሕኩም መለለዩ ካርድኩምን ብምሓዝ አዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10ተ ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቤት ትምህርትና እናቀረብኩም ንክተመልክቱ ነተሓሳስብ አድራሻ ድሕሪ ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ትግራይ (ጥቃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ) ስቁ 0344411301 /0344418565 |