https://milkta.com/ti/jobs/display/1346
ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
መፀውዒ መደብ አሃዳዊ መምህር
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ነሓሰ 3, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ረቡዕ ነሓሰ 11, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 4
መብርሂ

መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ ሙሉእ 1ይ 2ይ ደረጃ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ መደብ ስራሕ መምህርነት ብቀዋሚነት ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ዲፕሎማ

ልምዲ ስራሕ

2 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

መሃያ 3063 ኣበል ትራንስፖርት 1000

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ረቀሕታት እተማልኡ አመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳእታ ትምህርትኩም ሲቪ መረዳእታ ልምዲ ስራሕኩም መለለዩ ካርድኩምን ብምሓዝ አዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10ተ ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቤት ትምህርትና እናቀረብኩም ንክተመልክቱ ነተሓሳስብ

አድራሻ ድሕሪ ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ትግራይ (ጥቃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ)

ስቁ 0344411301 /0344418565

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle