| Dedebit Credit and Saving Institution S.C | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | Assistance Generator & Engine Maintenance |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | 2016-08-09 07:42:17 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | 2016-08-12 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | Full Time |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | Mid Career |
| ፆታ | Both |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ አ/ማ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ደረጃ 4 |
| ተደላይይ ክእለት |
|
| ልምዲ ስራሕ | 2 ዓመት ኢንጅን ጀነረተር ፅገና ዝሰርሐ/ት |
| መተሓሳሰቢ | መመዝገቢ ዕለት: ካብ ዕለት 2 /12 /2008 ዓም ክሳብ 6/ 12 /2008 ዓም ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስ ኦርጅናል ደኩመንት ብምሓዝ ኣብ ዋና ቢሮ 5ይ ደብሪ ቁፅሪ ቢሮ 516 ንክትምዝገቡ ንሕብር |