https://milkta.com/ti/jobs/display/1341
Dedebit Credit and Saving Institution S.C
መፀውዒ መደብ Assistance Electrician
ዝወፀሉ መዓልቲ 2016-08-09 07:35:52
ዝዕፀወሉ መዓልቲ 2016-08-12
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ Full Time
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን Mid Career
ፆታ Both
ብዝሒ 1
መብርሂ

ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ አ/ማ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ደረጃ 4

ተደላይይ ክእለት
  • ብኤሌክትሪሲቲ ዝተመረቐ/ት
  • ሲኦሲ ደረጃ 4 ዝወደአ/ት
ልምዲ ስራሕ

2 ዓመት ኣብ ህንፃ ኢንስታሌሽን ዝሰርሐ/ት

መተሓሳሰቢ

መመዝገቢ ዕለት: ካብ ዕለት 2 /12 /2008 ዓም ክሳብ 6/ 12 /2008 ዓም ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስ ኦርጅናል ደኩመንት ብምሓዝ ኣብ ዋና ቢሮ 5ይ ደብሪ ቁፅሪ ቢሮ 516 ንክትምዝገቡ ንሕብር

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle