https://milkta.com/ti/jobs/display/1321
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ
መፀውዒ መደብ ሕጊ አማካሪ ኦፊሰር ደረጃ 2
ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሓምለ 21, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ረቡዕ ሓምለ 27, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዝርከቡ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ብሕጊ 4 ዓመትÂ ዝተመረቀ ብተወሳኪ 6 ወርሒን ካብኡ ንላዕሊን ብሕጊ ወይ ብዓቃቢ ሕጊ ስልጠና ዝወሰደ

2ይ ዲግሪ

1ይ ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ብሕጊ 4 ዓመትÂ ዝተመረቀ ብተወሳኪ 6 ወርሒን ካብኡ ንላዕሊን ብሕጊ ወይ ብዓቃቢ ሕጊ ስልጠና ዝወሰደ

2ይ ዲግሪ

1ይ ዲግሪ

ልምዲ ስራሕ

2ይ ዲግሪ 4 ዓመት አግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

1ይ ዲግሪ 6 ዓመት አግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 20 /11 /2008 ዓም ክሳብÂ 27/11 /2008 ዓም

ናይ ምዝገባ ሰዓት ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት

አመልከቲ መረዳእታ ትምህርትኩም ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ትቀርቡ

ናይ ምዝገባ ቦታ ፔርሶኔል ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 10

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle