https://milkta.com/ti/jobs/display/1300
ፍር ስዋኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ
መፀውዒ መደብ ክለርክ አካዉንቲንግ
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 15, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሶኒ ሓምለ 18, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ፍረስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ /ዝ/ዉ/ ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ተደለይቲ ረቀሕታት እተማልሱ አመልከቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

1ይ ዲግሪ ብአካዉንቲንግ ዝተመረቀ/ ት

ተደላይይ ክእለት

ፔችትሪ አካዉነቲንግ ክእለት ዘለዎ /ዋ ይምረፅ

ልምዲ ስራሕ

2 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ልዕል ኢሎም ዝተገለፁ ረቀሕታት እተማልኡ አመልከቲ መረዳእታኩም ምስዘይምለስ ፎቶኮፒ ሒዝኩም ኣብ መቐለ

ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ህንፃ 6ይ ፎት ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ቀሪብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም

ናይ ትራንስፖርት አበል 300

ምዝገባ ዕለት 13/ 11 /2009 ክሳብ 18 /11/ 2008 ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብናይ ዉሽጢ ምልክታ ክግለፅ ዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344415254 / 415247

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle