https://milkta.com/ti/jobs/display/129
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ገንዝብ ተሓዚት
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ የካቲት 10, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ የካቲት 13, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ መ.መ.ቑ 27-7-1
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

 

ዓይነት ትምህርቲ

ብኣካውንቲንግ

ፐርቸይዚንግ

ማናጅመንት

ቋሚ


 

ተደላይ ክእለት

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ካብ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐት 4+ ዓመት ስራሕ በቲ ሙያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ

ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ


 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 06/06/2006-12/06/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶኮፒ መረዳእታ ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰ/ማ/ ጉዳይ ደ/ከ/ስ/ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 261 ክትምዝገቡ ከምእትክእሉ ነተሓሳስብ

መረጋገፂ ብቅዓት ክቅርብ ዝክእል ኦርጅናል ፎቶ ኮፒ ክቕርብ ኣለዎ

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 13/06/2006 ዓ/ም ሰዓት 9 ይኸውን

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle