https://milkta.com/ti/jobs/display/1266
ማሕበር ልምዓት ትግራይ
መፀውዒ መደብ ሓጋዚ/ት ካሸር
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሓምለ 5, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ ሓምለ 14, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ VIII
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ንደለይቲ አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ ካብዚ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

1ይÂ ዲግሪ ብኣካዉንቲንግ, ማናጅመንትን ,ካልኦት ተመሳሰልቲ ዓይነት ትምህርትን

ተደላይይ ክእለት

መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተርን ዘለዎ

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምዲ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሲቪን ብምትሓዝ ኣብ ዋና ቤት ጽሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 420 ምምዝጋብ ትክእሉ

ምዝገባ ዕለት 01/ 11/ 2008 ዓም ክሳብ 14/ 11 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ እዋን

ስቁ 0344 40 99 23

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle