https://milkta.com/ti/jobs/display/126
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ኪኢላ ንብረት ምም/ር
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ የካቲት 3, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 7, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 5-8-21
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ንዘለውዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቖፅር ይደሊ። መሃያ ዘለዎም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስተ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ረቋሓታት ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይ”ደመ።

  • ብማናጅመንት ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐርቸዚንግ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ማናጅመንት 1ይ ዲግሪ ናይ 6 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ

ወይም

  • ብማናጅመንት ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐርቸዚንግ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ማናጅመንት 2ይ ዲግሪ ናይ 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ
  • ናይ ኮምፒተር ክእለት ሰርቲፊኬት ዘለዎ


 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 29/05/2006-05/06/2006
  • መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቁፅሪ 03
  • መመለከቲ ዘለኩመ መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምልስ ኮፒ ናይ ፅሑፍ ማመልኸቻ ስራሕ
  • ፈተና ዝወሃበሊ ዕለት 07/06/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡00
  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-0677-78 
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle