| ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሲኒዮር ኣካዉንታንት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሰነ 28, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሓምለ 1, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 2 -9-8-3 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፁ ስራሕ መደብ በቀዋሚ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | 1ይ ዲግሪÂ መደብ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ብኣካዉንቲንግ, ብባንኪንግ ኢንሹራንስ ,ብቢዝነስ ኢዱኬሸን, ኮኦፕሬቲቭ |
| ተደላይይ ክእለት | ብቁዕ ናይ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለትን አፍልጦ ዘለዎ ናይ ኮሚኒኬሽን ክእለት ዘለዎ ብስነ ምግባር መርኣያ ዝኮነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ |
| ልምዲ ስራሕ | 6 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 034 441 87 83 አድራሻ አብ ቅድሚ ሄራን ሆቴል ጥጋ ዳባ ጋብር ቤተክርስትያን ኮሌጅ ሳይንስ ፕዕና ዶር ተወልደ ለገሰ |