https://milkta.com/ti/jobs/display/125
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ መራሒ ቦጥ-ማይ መኪና
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ የካቲት 3, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 7, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 5-11-149
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ንዘለውዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቖፅር ይደሊ። መሃያ ዘለዎም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስተ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ረቋሓታት ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይ”ደመ።

 

4ይ ክፍሊን ልዕሊኡን ብርኪ ትምህርቲ ዝወደኣ/አት ናይ 4ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድን ናይ 2+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ


 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 29/05/2006-05/06/2006
  • መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቁፅሪ 03
  • መመለከቲ ዘለኩመ መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምልስ ኮፒ ናይ ፅሑፍ ማመልኸቻ ስራሕ
  • ፈተና ዝወሃበሊ ዕለት 07/06/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡00
  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-0677-78 
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle