ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሙያን ዉቅሮ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ጀማሪ አሰልጣኒ natural resource conservation and utilization management |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም ሰነ 11, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሰነ 17, 2008 |
ቦታ | ዉቅሮ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ዉቅሮ ሕርሻ ኮሌጅ ብቁፃርን ብቀዋምነትን ክምድብ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም |
ትምህርቲ ደረጃ | ደረጃ IV/C/ natural resource conservation and utilization management 2.75ን ልዕሊኡን ዉፅኢት ዘለዎ |
ተደላይይ ክእለት | ብ natural resource conservation and utilization management በቢብርኩ ተመዚኑ COC ዝሓለፈ/ት COC Level by Level ተመዚኑ ክሳብ Level 4 ዝሓለፈ/ት |
ልምዲ ስራሕ | 0 year |
መተሓሳሰቢ | ምዝገባ ካብ ዕለት 10 /10 /2008 ዓም ክሳብ 17 /10/ 2008 ዓም ኣብ ዉ /ሕ/ /ፖ ቴ ኮሌጅ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቢሮ ቁፅሪ 19 ይከዉን አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዞም ክቀርቡ ይግባእ ፈተና ዕለት 21 /10 /2008 ዓም ሰዓት 4:00 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344430125 |