| ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሙያን ዉቅሮ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ጀማሪ ኢንስትራክተር crop production and protection |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም ሰነ 11, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሰነ 17, 2008 |
| ቦታ | ዉቅሮ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 3 |
| መብርሂ | ዉቅሮ ሕርሻ ኮሌጅ ብቁፃርን ብቀዋምነትን ክምድብ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | 1ይ ዲግሪ crop production and protection , Agronomy ,horticulture, plant science ብእፅዋት ሳይንስ በቢብርኩ ተመዚኑ COC ዝሓለፈ/ት |
| ተደላይይ ክእለት | COC Level by Level ተመዚኑ ክሳብ Level 4 ዝሓለፈ/ት |
| ልምዲ ስራሕ | 0 year |
| መተሓሳሰቢ | ምዝገባ ካብ ዕለት 10 /10 /2008 ዓም ክሳብ 17 /10/ 2008 ዓም ኣብ ዉ /ሕ/ /ፖ ቴ ኮሌጅ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቢሮ ቁፅሪ 19 ይከዉን አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዞም ክቀርቡ ይግባእ ፈተና ዕለት 21 /10 /2008 ዓም ሰዓት 4:00 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344430125 |