እንደርታ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር የኒየን | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | መክዝን ሰራሕተኛ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሰነ 7, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ሰነ 11, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | V |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | እንደርታ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር የኒየን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰብ ሞያ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | ብማተርያል ማናጅመንት, ብፐርቼዚንግ ማኔጅመንት, ብሴልስ ማኔጅመንት ሞያን ቴክኒክን ቤት ትምህርቲ / ኮሌጅ ዲፕሎማ ዘለዎ|ዋ/ |
ተደላይይ ክእለት | ብማተርያል ማናጅመንት, ብፐርቼዚንግ ማኔጅመንት, ብሴልስ ማኔጅመንት ሞያን ቴክኒክን ቤት ትምህርቲ / ኮሌጅ ዲፕሎማ ዘለዎ|ዋ/ |
ልምዲ ስራሕ | 2 ዓመት ንዲፕሎማ 4 ዓመት ን 10ይ ክፍልታት |
መተሓሳሰቢ | ዋሕስ ምቅራብ ዝከእል ዘድሊ ብርኪ ትምህርቲ ኣብ ዝተዳለወ ወይ ዓይነት ትምህርቲ ልምዲ ስራሕ ሲቪ ክእለት ኮምፒተር ዝገልፅ መረዳእታ ኦርጂናል ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ ካልኦት አድለይቲ እትብልዎም መረዳእታ ሒዝኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 07 /10 /2008 ክሳብ 11/ 10/2008 ዓም ኣብ ከተማ መቐለ ቀዳማይ ወያነ ጣብያ ሰላም ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት እንደርታ ኩለመዳይ ሕ /ስ /ማ ዩኒየን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ አብ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ምምዝጋብ ይከኣል ንተወሳኪ ሓበሬታ 0913211281 ወይ 0348990267 |