| እንደርታ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር የኒየን | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ትመና ዋጋ በጀት ኪኢላ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሰነ 7, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ሰነ 11, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | VII |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | እንደርታ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር የኒየን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰብ ሞያ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ብአካዉንቲንግ ,ብሕብረት ስራሕ, ሒሳብ አተሕዛ, አዲቲንግ, ባንኪንግ ኢንሹራንስ ዲግሪ ዘለዎ |
| ተደላይይ ክእለት | ሶፍትዌር ሰርትፍኬት ዘለዎ |
| ልምዲ ስራሕ | 6 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ዘድሊ ብርኪ ትምህርቲ ኣብ ዝተዳለወ ወይ ዓይነት ትምህርቲ ልምዲ ስራሕ ሲቪ ክእለት ኮምፒተር ዝገልፅ መረዳእታ ኦርጂናል ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ ካልኦት አድለይቲ እትብልዎም መረዳእታ ሒዝኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 07 /10 /2008 ክሳብ 11/ 10/2008 ዓም ኣብ ከተማ መቐለ ቀዳማይ ወያነ ጣብያ ሰላም ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት እንደርታ ኩለመዳይ ሕ /ስ /ማ ዩኒየን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ አብ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ምምዝጋብ ይከኣል ንተወሳኪ ሓበሬታ 0913211281 ወይ 0348990267 |