እንደርታ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር የኒየን | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ጀነራል አካዉንታት |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሰነ 7, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ሰነ 11, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | VII |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | እንደርታ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር የኒየን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰብ ሞያ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | ብአካዉንቲንግ ,ብሕብረት ስራሕ, ሒሳብ አተሕዛ, አዲቲንግ, ባንኪንግ ኢንሹራንስ ዲግሪ ዘለዎ |
ተደላይይ ክእለት | ሶፍትዌር ሰርትፍኬት ዘለዎ |
ልምዲ ስራሕ | 6 ዓመት |
መተሓሳሰቢ | ዘድሊ ብርኪ ትምህርቲ ኣብ ዝተዳለወ ወይ ዓይነት ትምህርቲ ልምዲ ስራሕ ሲቪ ክእለት ኮምፒተር ዝገልፅ መረዳእታ ኦርጂናል ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ ካልኦት አድለይቲ እትብልዎም መረዳእታ ሒዝኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 07 /10 /2008 ክሳብ 11/ 10/2008 ዓም ኣብ ከተማ መቐለ ቀዳማይ ወያነ ጣብያ ሰላም ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት እንደርታ ኩለመዳይ ሕ /ስ /ማ ዩኒየን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ አብ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ምምዝጋብ ይከኣል ንተወሳኪ ሓበሬታ 0913211281 ወይ 0348990267 |