https://milkta.com/ti/jobs/display/1200
ካሳን ለምለምን ፋብሪካ መፍረያ ሓፂነ መፂን ሕ/ሽ/ማ
መፀውዒ መደብ ማሽኒስት 2 ሚሊንግ
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 3, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰንበት ሰነ 12, 2008
ቦታ ዉቅሮ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ጊዝያዊ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ካሳን ለምለምን ፋብሪካ መፍረያ ሓፂነ መፂን ሕ/ሽ/ማ በዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ብዝስዕብ ረቆሒታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ብርኪ 4

ተደላይይ ክእለት

ብማሺስት ዝተመረቐ/ት

ናይ ኮምፒተር ክእለት

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ስራሕ ቦታ ኣብ ከተማ ዉቅሮ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ናይ ፋብሪካና HRM ቤት ፅሕፈት
  • ምልክታ ዝፀንሐሉ ግዜ ቀደም ሓዊሱ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ
  • ምዝገባ ዝካየደሉ ካብ ዕለት 03/10/2008 ዓም ክሳብ 14/10/2008
  • መመልከቲ ከቅርቦ ዝግባእ መረዳእታ ኦርጀናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኦርጅናል ናይ ስራሕ ልምዲ መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ካልኦት መረዳእታ ድሕሪ ምዝገባ ኣብ ምዕራይን ንዝሐለፉ ናይ ፈተና ዕለት ምልክታ ንልጥፍን ብስልኪ ነፍልጥን ምካኑ ኣድራሻ ፋብሪካና ኣብ ከተማ ዉቅሮ ትሕቲ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ጥቃ /ናይል ቆርቆሮ/
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle