ካሳን ለምለምን ፋብሪካ መፍረያ ሓፂነ መፂን ሕ/ሽ/ማ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ምርግጋፅ ፅሬትን ኢንስፔክሽን |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሰነ 3, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰንበት ሰነ 12, 2008 |
ቦታ | ዉቅሮ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ካሳን ለምለምን ፋብሪካ መፍረያ ሓፂነ መፂን ሕ/ሽ/ማ በዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ብዝስዕብ ረቆሒታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | BSC |
ተደላይይ ክእለት | ብመካኒካል ኢንጂነር ወይ ማኑፋክቸሪንግ ኢንጂነር ወይ ብተመሳሳሊ ዝተመረቐ/ት ናይ ኮምፒተር ክእለት |
ልምዲ ስራሕ | 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
መተሓሳሰቢ |
|