| ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ላይብረሪያን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ የካቲት 3, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ የካቲት 6, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኒው ሚለንየም ዩኒቭርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘሎ ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።
ደረጃ ትምህርቲ ብላይብረሪ ሳይንስ ወይ ኣ.ይ.ቲ ዲፕሎማ ዝተመረቐ
ስራሕ ልምዲ 2 ዓመት ብላይብረሪ ዝሰርሐ
ብስኬል መሰረት 01
ናይ ስራሕ ቦታ ዋና ካምፓስ መቐለ
ላብ ኣቴንዳንት
ደረጃ ትምህርቲ ብኣ.ይ.ቲ 10+2 ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ይምረፅ ናይ ስራሕ ቦታ ዋና ካምፓስ መቐለ |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ |
ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኹምንስራሕ ልምድኹምነ ሲቪን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብመሓዝ ኣብ መቐለ ዋና ካምፓስ ኒውሚልኒየም ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ፐርሶኔል ግልጋሎት ካብ 29/05/2006 ዓ/ም ክሳብ 05/06/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኹም ከትመዝገቡ ትኸሉ ምዃንኩም ነተሓሳስብ።
|