https://milkta.com/ti/jobs/display/1175
ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ስቶር ኮንትሮል
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 26, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 1, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብፅብየትን ብቁፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሰዓብ ከማልእ ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ኮሌጅ ዲፐሎማ

ቴክኒክን ሞያን ዲፕሎማ

12ተ ክፍሊ ሓፈሻዊ

ፐርቼዚንግ: ሳ /ማናጅመንት:ኢኮኖሚክስ:አካዉንቲንግ

ተደላይይ ክእለት

ኮሌጅ ዲፐሎማ

ቴክኒክን ሞያን ዲፕሎማ

12ተ ክፍሊ ሓፈሻዊ

ፐርቼዚንግ: ሳ /ማናጅመንት:ኢኮኖሚክስ:አካዉንቲንግ

ልምዲ ስራሕ

ኮሌጅ ዲፐሎማ 0 ዓመት

ቴክኒክን ሞያን ዲፕሎማ 2 ዓመት

12ተ ክፍሊ ሓፈሻዊ 6 ዓመት

Â

መተሓሳሰቢ

ኣብ ላዕሊ ዝተቀመጠ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቀሕ እተማልኡ አመልከቲ እዚ ምልክት ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ተራ ቁፅሪ 4ን 6ን ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ቁፅሪ 5 ን 7ን ኣብ ዉሽጢ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ተራ ቁፅሪ 1 ክሳብ 3 ዘሎ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን መረዳእታኩም ብምሓዝ ናብ ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ፐርሰኔል ክፍሊ ቁፅሪ 4 ቀሪብኩም ምምዝጋብ ትክእሉ

Â

መተሓሳሰቢ ናይ ሞያ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ዝምልከት በቲ መምሒ መሰረት ክቀርብ አለዎ

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle