ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ሳኒተሪ መሃንዲስ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጉንበት 26, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ሰነ 4, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብፅብየትን ብቁፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሰዓብ ከማልእ ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | ቢ ኤስ ሲ ብሲቪል ምህንድስና ወይ ተመሳሳሊ |
ተደላይይ ክእለት | ቢ ኤስ ሲ ብሲቪል ምህንድስና ወይ ተመሳሳሊ |
ልምዲ ስራሕ | 2 ዓመት |
መተሓሳሰቢ | ኣብ ላዕሊ ዝተቀመጠ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቀሕ እተማልኡ አመልከቲ እዚ ምልክት ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ተራ ቁፅሪ 4ን 6ን ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ቁፅሪ 5 ን 7ን ኣብ ዉሽጢ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ተራ ቁፅሪ 1 ክሳብ 3 ዘሎ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን መረዳእታኩም ብምሓዝ ናብ ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ፐርሰኔል ክፍሊ ቁፅሪ 4 ቀሪብኩም ምምዝጋብ ትክእሉ Â መተሓሳሰቢ ናይ ሞያ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ዝምልከት በቲ መምሒ መሰረት ክቀርብ አለዎ |