https://milkta.com/ti/jobs/display/1169
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
መፀውዒ መደብ ጀነሬተር (ፓወርማን)
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 24, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰንበት ጉንበት 28, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ዝወፀ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ Â Â Â

ትምህርቲ ደረጃ

ብሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ 10 ብናይ ቀደም ስርዓተ ትምህርቲ 12Â Â

ተደላይይ ክእለት

ስልጠና ሰርተፊኬት ዘለዎÂ

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ነዚ ዘመላእኹም አመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ (ሓሙሽተ) ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኹሉ ሸዓ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብB ፐርሶኔል ኦፊሰር ቢሮ ቁፅሪ 406 እናቐረብኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ ምካንኹም ንገልፅÂ

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle