https://milkta.com/ti/jobs/display/1168
ሆቴል ሂልቶፕ
መፀውዒ መደብ ሒሳብ ሰራሕተኛ
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 24, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 29, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ሆቴልና ሂልቶፕ ሆቴል ን ዝስዕብ ስራሐ መደብ አመልከተቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊÂ

ትምህርቲ ደረጃ

ድግሪ ወይም ዲፕሎማÂ Â Â

ተደላይይ ክእለት

ፕክችር ክእለት ዘለዎ

ልምዲ ስራሕ

ንድግሪ 1 ዓመትን ልዕሊኡንÂ ንዲፕሎማ 2 ዓመት ልዕሊኡንÂ

መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ አመልከቲ ካብ ሎሚ ዕለት 23/ 09 /2008 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 6 መዓልቲ ኣብ ዘሎ ጊዜ ክተመልክቱ ነታሓሳስብ

ብሰዓቱ ዘመልከተ ተረባሓይ ይከዉን

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle