| ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | አሃዳዊ መምህር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጉንበት 19, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ጉንበት 22, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | መርሲፊል ፓራዲዝ አካዳሚ ሙለእ 1ይ ን 2ይ ደረጃን መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ከብዘ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ አወዳዲሩ ብቆሚነት ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲፕሎማÂ |
| ተደላይይ ክእለት | መምህርÂ |
| ልምዲ ስራሕ | 1 ዓመትን ልዕሊኡንÂ |
| መተሓሳሰቢ | ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ረቋሒታት ዝተማልኡ አመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረደእታ ትምህርቲኹም: CV:መረዳእታ ልመዲ ስራሕኩምን መለለይ ካርድኩምን ብምድሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ቤት ትምህርትና እናቐረብኩም ንከተመልክቱ ነተሓሳስብ አድራሻ : ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጥቃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ 0344 411301 / 0344 418565 / 0344 419818 |