https://milkta.com/ti/jobs/display/1159
ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ጀማሪ ስፔሻሊስት መምካር ምምዝጋብን ምርግጋፅን ንግዲ ምልክት ንግዲ ሽም
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 19, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰሉስ ጉንበት 23, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 24-3-10
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ብናየ ደገ ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ረቆሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ካብ ዝተፈለጠ ዩኒኒቨርሲቲ BA/LLB/MA/LLM/PHD ብኢኮኖሚክስ: ብሕጊ :ብማሕበራዊ ሳይንስ ዘርፊ: ኮምፒተር ሳይንስ: ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ :ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ :ባዮሎጂ: ሜዲካል ኣንትሮፖሎጂ :ብጥዕና ሕብረተሰብ ዝተመረቀ/ ት ብተወሳኪ እዉን መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ/ ዋ ብ3ተ ዓመት ዝተረከበ 1ይ ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክተቅርቡ ይግባእ

ተመዝገብቲ ናይ 8ይ ክፍሊ ትምህርቲ መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ

መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ሳይንስ ቴክኖሎጂ ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ሓይሊ ሰብ ህንፃ ጥቃ ጉድኣት ኩናት ትግራይ 5 ደብሪ

ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለተ 19/ 09 /2008 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 5 ናይ ስራሕ መዓልትታት ይከዉን

ብዝዓባ ብቅዓትን መረጋገፅን ብመምርሒ መሰረት ይፍፀም

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ የፍልጥ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344404127

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle