| ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሲነር አካዉንቲንግ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሚያዝያ 27, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ጉንበት 2, 2008 |
| ቦታ | መቀለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 2 |
| መብርሂ | ንኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፀአ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብቋሚነት አወዳዲሩ ናይ ዝዉዉር ወይከዓ ቁፃር ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | 1ይ ዲግሪÂ Â |
| ተደላይይ ክእለት | ብኣካዉንቲንግ : ብባንኪ ኢንሹራንስ: ቢዝነስ ኢዲኬሽን: ኮኦፕሬቲቭ ወይ ተመሳሳሊ ኾይኑ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ/ዋ ብቁዕ ናይ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእልትን ፍልጠትን ዘለዎ/ዋ ብቁዕ ናይ ኮሚኒከሽን ክእለት ዝለዋ/ዎ ብስነምግበሩ መርአያ ዝኮነÂ |
| ልምዲ ስራሕ | 6 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ |
|