ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | Technical assistant2 |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008 |
ቦታ | ኣብ ዝተመደበሉ ቦታ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 2 |
መብርሂ | ኢንስቲትዮት ምርምር ሕርሻ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ አመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም |
ትምህርቲ ደረጃ | Diploma in Soil science , Natural resource management and related COC level III |
ተደላይይ ክእለት | Diploma in Soil science , Natural resource management and related COC level III |
ልምዲ ስራሕ | 2ተ ዓመትን ልዕሊኡን |
መተሓሳሰቢ | ንናይ ተመራመርቲ ክፍቲ ስራሕ መደብ MSC/2ይ ዲግሪ ዘለዎ/ እንተተረኪቡ ብደረጃ ስኬል 2ይ ዲግሪ መሰረት ብቀዳምነት ይምረፅ ኮይ ግና ናይ MSCን BSCን ዓይነት ትምህርቲ ተመሳሳሊ ኮይኑ ናይ MSCን BSCን GPA ንደቂ ተባዕትዮ 3.00 ንደቂ ተነስትዮ 2.75 ልዕሊኡን መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ አግባብ ዘለዎ መረዳእት ትምህርትን ስራሕ ልምድን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ ነተሓሳስብ ምዝገባ ቦታ ኢንስትትዮት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁ 16 ዒላላ ምዝገባ ዕለት ካብ 24 /08/ 2008 ዓም ክሳብ 28/ 08 /2008 ዓም ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክት ክግለፅ ዩ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁ 0344407901 ምሕታት ይከኣል |