https://milkta.com/ti/jobs/display/1119
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ
መፀውዒ መደብ Pre-harvest , harvest and irrigation equipment researcher
ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኢንስቲትዮት ምርምር ሕርሻ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ አመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

BSC in agricultural engineering , Bio system engineering and related filed

ተደላይይ ክእለት

BSC in agricultural engineering , Bio system engineering and related filed

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ንናይ ተመራመርቲ ክፍቲ ስራሕ መደብ MSC/2ይ ዲግሪ ዘለዎ/ እንተተረኪቡ ብደረጃ ስኬል 2ይ ዲግሪ መሰረት ብቀዳምነት ይምረፅ ኮይ ግና ናይ MSCን BSCን ዓይነት ትምህርቲ ተመሳሳሊ ኮይኑ ናይ MSCን BSCን GPA ንደቂ ተባዕትዮ 3.00 ንደቂ ተነስትዮ 2.75 ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ አግባብ ዘለዎ መረዳእት ትምህርትን ስራሕ ልምድን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ ነተሓሳስብ

ምዝገባ ቦታ ኢንስትትዮት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁ 16 ዒላላ

ምዝገባ ዕለት ካብ 24 /08/ 2008 ዓም ክሳብ 28/ 08 /2008 ዓም

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክት ክግለፅ ዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁ 0344407901 ምሕታት ይከኣል

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle