| መፀውዒ መደብ | ላ/ኪኢላ ስነ ፅሑፍን ትርጉምን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሚያዝያ 18, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሐተኛታት ብቀዋሚነት አወዳዲሩ ክዛዉር/ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቆሒ እተማልኡ ንክትምዝገቡ ይዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | - ባችለር/ ቀደማይ ዲግሪ/ ወይ ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ብብርኪ V ዝተመረቐ
- ማስተርስ /2ይ ዲግሪ/
|
| ተደላይይ ክእለት | ብቋንቋ ወይ ብጋዜጠኝነትÂ ወይ ተመሳሳሊ ዓይነት ትምህርቲÂ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ |
| ልምዲ ስራሕ | 7 ዓመት 5 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | - ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 12/08/2008 ዓ/ም ክሳብ 18/08/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:30 አጋምሸት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት
- ናይ ምዝገባ ቦታ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክረ ክልል ትግራይ 4ይ ደብሪ ሰራሕተኛ ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 57
- ተወደደርቲ ቀጥታ ኣግበባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምድእኩምን መረዳእታ ትምህርትኩምን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ሐደ ፎቶ ኮፒ የቅርቡ
- ነቲ ስራሕ መደብ ዝወፀ ምልከታ ትሑት ተዳለይ ክእለት መሊኦም ብምልመላ ናብ ፈተና ዝቀርቡ ተወዳደርቲ ዝዉሃብ ናይ ፅሑፍ ፈተና ብዝግባእ ክሐልፉ ዝክእሉ
- COC ዝምልከቶም/ተን ከተቅርቡ/ባ ዝክእሉ/ላ
- ፈተና ዝዉሃበሉ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝወፅኦ ምልክታ ይግለፅ
|