| ፍር ስዋኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፋይናንስ ዋና ክፍሊ ሓላፊ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሚያዝያ 5, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ፍረ ስወት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ Â ከቆፅር ስለዘደለየ ድሌት ዘለኩምን ተደላይቲ ረቋሓታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተመልክቱ ንዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲግሪÂ |
| ተደላይይ ክእለት | ሕጋዊነት ካብ ዘለዎ ዩኒቨርስቲ ብአካዉንቲንግ ዲግሪ ዝተመረቀ/ት |
| ልምዲ ስራሕ | ኣብ ፍሉጥ ትካል 6 ዓመት ዝሰረሐ/ት ካብዚ 4ተ ዓመታት ብሓላፊነት ዝሰረሐት peachtree Accounting ክእለት ዘለዋ/ዎ |
| መተሓሳሰቢ |
 |