| ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሒሳብ ክፍሊ ሓላፊ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሚያዝያ 4, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ሚያዝያ 10, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | MA/MSc BA/BSc |
| ተደላይይ ክእለት | ብኣካዉንቲንግ |
| ልምዲ ስራሕ | MA/MSc -------- Â ብሒሳብ ሓላፊ 2ተ ዓመት ዝሰረሐ/ት Â BA/BSc ------------ Â ብሒሳብ ሓላፊ 4 ተ ዓመት ዝሰረሐ/ት |
| መተሓሳሰቢ | አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 3/8/2008 ዓም ክሳብ 10/8/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344 4104 65 |