| ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሞተር ፖስትኛ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሚያዝያ 4, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ሚያዝያ 8, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ |
|
| ተደላይይ ክእለት | 1ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቓድ ዘለዎ |
| ልምዲ ስራሕ | 0 ዓመትÂ Â |
| መተሓሳሰቢ | ነዚ ዘማለእ አመልካቲ ናይ ትምህርቲ መያን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ እዚ ምልክታዚ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልትታት ኩሉሻብ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 107Â ቐሪብኩም ክትምዝገቡ ትኽእሉ ማኻንኩም |