| ኣክሱም ኣካዳሚ መቐለ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሒሳብ መ/ር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ መጋቢት 30, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ሚያዝያ 3, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኣክሱም አካዳሚ ብዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ሰለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ስራሕ መደባት ክትወዳደሩ ንዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲፕሎማ |
| ተደላይይ ክእለት | ኣብ ትምህርቲ ልዑል አፍልጦን ግንዛበን ዘለዎ/ ዋ |
| ልምዲ ስራሕ | 1 ዓመትን ልዕሊኡን |
| መተሓሳሰቢ | መመልከቲ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ዋንኡ CVን ናይ ምዝገባ እዋን 29 /07 /2008 ዓም 03 /08 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 2:30- 10:00 እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 04 /08 /2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 2:30 ኣብ ቤት ትም/ቲ ኣክሱም አካዳሚ ይከዉን ኣድራሻ ዓዲ ሽምድሑን ኣክሱም ኣካዳሚ መቐለ |