https://milkta.com/ti/jobs/display/1055
ፕሮፌሽናል ጀነራል መካኒክስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
መፀውዒ መደብ ኢንስፒክተር
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 27, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ቀዳም ሚያዝያ 8, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ፕሮፌሽናል ጀነራል ሜካኒካስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ቀፂሎም ብዝተዘርዘሩ ሞያ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ
  • ዲፕሎማ
ተደላይይ ክእለት
  • ካብ ቴክኒክን ሞያን ብኣዉቶ ሜካኒክ ዝተመረቀ/ት
  • Level IV ካብኢ ንላዕሊን

  • ብቅዓት መረጋገፂ ፈተና (COC) ዝሐለፈ/ት
  • መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ

ልምዲ ስራሕ

ሓሙሽተ ዓመት ብሚካኒክነትÂ ሞያ ዝሰርሐ/ት

ክልተ ዓመት ብኢንስፔክተርነት ዘገልገለት

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ስራሕ ቦታ ጣብያ ኢንዱስትሪ ሰላም ቆርቆሮ ፋብሪካ 50 ሜትሮ ዉርድ ኢልካ
  • መመዝገቢ ዕለት ካብ 27/07/2008 ዓ/ም ክሳብ 08/8/2008 ዓ/ም
  • ምዝገባ ብስራሕ ሰዓት
  • ደመዉዝ በቲ ድርጂት ዝወፀ ስኬል መሰረት
  • ንዝበለፀ መረዳእታ 0914727829 ይደዉሉ
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle