https://milkta.com/ti/jobs/display/1053
ፕሮፌሽናል ጀነራል መካኒክስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
መፀውዒ መደብ ኣዉቶ ኤሌትርክ ደረጃ 1
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 27, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ቀዳም ሚያዝያ 8, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ፕሮፌሽናል ጀነራል ሜካኒካስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ቀፂሎም ብዝተዘርዘሩ ሞያ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ
  • ካብ ቴክኒክን ሞያን ብኣዉቶ ኤሌክትሪክ ደረጃ 1
ተደላይይ ክእለት
  • ካብ ቴክኒክን ሞያን ብኣዉቶ ኤሌክትሪክ ዝተመረቀ
  • ብቅዓት መረጋገፂ ፈተና (COC) ዝሐለፈ/ት
ልምዲ ስራሕ

በዚ ሞያ ናይ ሐደÂ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ስራሕ ቦታ ጣብያ ኢንዱስትሪ ሰላም ቆርቆሮ ፋብሪካ 50 ሜትሮ ዉርድ ኢልካ
  • መመዝገቢ ዕለት ካብ 27/07/2008 ዓ/ም ክሳብ 08/8/2008 ዓ/ም
  • ምዝገባ ብስራሕ ሰዓት
  • ደመዉዝ በቲ ድርጂት ዝወፀ ስኬል መሰረት
  • ንዝበለፀ መረዳእታ 0914727829 ይደዉሉ
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle