| ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፋይናንስ ሪፖርት ኦፊሰር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ሚያዝያ 3, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 16- 2 -21 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ኣ ከስ ምምር መንግስታዊ ፋይናንስ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃር ብናይ ደገ ዝዉዉር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዙይ መሰረት ነዚ ዝወፀ መመዘኒ ሮቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዙይ ምልክታ ንዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪ ዝወደአ ብአካዉንቲንግ ብፋይናንሻል ማናጅመንት ቢዝነስ ማናጅመንት ማናጅመንት ፐብሊክ ፋይናንስ |
| ተደላይይ ክእለት | ቀዳማይ ዲግሪ ዝወደአ ብአካዉንቲንግ ብፋይናንሻል ማናጅመንት ቢዝነስ ማናጅመንት ማናጅመንት ፐብሊክ ፋይናንስ |
| ልምዲ ስራሕ | አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ Â 6 ንማስተርስ 4 |
| መተሓሳሰቢ | ነቲ አብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መመዘኒ ሮቃሒ እተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ናይ ምዝገባ ዕለት 27 /07/ 2008 ክሳብ 03 /08 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት COC ዝምልከተኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት በምልክታ ክግለፅ ዩ ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 1- 12 |