https://milkta.com/ti/jobs/display/1040
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
መፀውዒ መደብ አካዉንታንት
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 23, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 27, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ኣካዉንቲንግ

ልምዲ ስራሕ

1ዓመት ብኣካዉንታንት ዝሰረሐ/ት

መተሓሳሰቢ

አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን CVንምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 23/7/2008 ዓም ክሳብ 27/7/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ0344 4104 65

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle