| አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ልቃሕን ዕቋርን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ መጋቢት 20, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ መጋቢት 26, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኣደዳይÂ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ስራሕ ንደለይቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቀሒ ተማልኡ ኣድላይ መመዘኒ ብምቅራብ ትምዝገቡ ንዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲግሪን ልዕሊኡን አትሓሕዛ ሒሳብ :ባንክን ፋይናንስን :ኢኮኖሚክስ ማናጅመንት |
| ተደላይይ ክእለት | ኣብ ስራሕቲ ሒሳብ ዕቀርን ልቃሕን ካልኦት ተዘዋወርቲ ልቃሓት ዝሰርሐ /ት ኣብ ትካላት ማክሮ ፋይናንስ ዝሰረሐ /ት ኣብ ቤት ፅሕፈት ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዝሰረሐ |
| ልምዲ ስራሕ | 5 ዓመትን ልዕሊኡን |
| መተሓሳሰቢ | ምዝገባ ካብ 19/07 /2008 ዓም 26 /07 /2008 ዓም መመዝገቢ ቦታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ መቐለ |