| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ች/ትራንሰክራቨር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጥሪ 28, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጥሪ 30, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | መ.መ.ቑ. 22-1.57 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ላዕ/ቤ/ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ች/ትራንሰክራቨር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ዝጠልቦ ደ/ት/ቲ ዲግሪ ተደላይ ዓይነት ትምህርቲ ብIT ብ MIS ብComputer Science 6ተ ዓመት ልዕሊኡን ብዳታ ብፀሓፊት ዝሰርሐ/ት ምብርሂ COC ዝምልከተኩም ዝሓለፈ ጥራሕ የወዳደር
|
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | ነዚ ረቋሓ ተማልኡ ምልክታ ካብ ዝወፀአሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ መረዳእታኹም ምስ ዘይምልስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 22 ክትምዝገቡ ንሕብር ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ። |