https://milkta.com/ti/jobs/display/1015
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም
መፀውዒ መደብ ጀማሪ ኣሰልጣኒ GMFA
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 13, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 16, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጎዶም ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ትምህርቲ ደረጃ
  • መደብ ስራሕ ብዘሓቶ ብመሰመር ሞያ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያÂ ብብርኪ 4(Level IV)Â GMFAካብ ቴክኒክን ሞያን ዝተመረቐ/ት
  • COC Level by level ዝበቀዐ/ዝሐለፈ
ተደላይይ ክእለት
  • መደብ ስራሕ ብዘሓቶ ብመሰመር ሞያ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያÂ ብብርኪ 4(Level IV) GMFAካብ ቴክኒክን ሞያን ዝተመረቐ/ት
  • COC Level by level ዝበቀዐ/ዝሐለፈ
ልምዲ ስራሕ

0 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ
  • መመዝቢ ቦታ ዓዲጎዶም ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 8
  • መመዝገቢ ቦታ 12/7/2008 ዓ/ም 16/7/2008 ዓ/ም 5ተ ናይ ስራሕ መዓልታት
  • ምዝገባ ዝከየደሉ ዕለት 20/7/2008 ዓ/ም 8:00 ቅድሚት ሰዓት
  • ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 21/7/2008 21/7/2008 ቅደሚ ሰዓት ንቢዝነስ :21/7/2008 ዓ/ም ሆቴል ማናጅመንት 8:30 22/7/08 4:30 :22/7/2008 ዓ/ም Â 4:30 ን GMFA ይከዉን
  • አብ እዋን ምዝገባ ኦርጅናል መረዳእታ ትምህርቲ ምስ ዘይምለስ ፍቶ ኮፒ ምቅራብ የደሊ
  • ብተመሳሳሊ ሞያ ምዉድዳር አይከኣልን
  • መመልመሊ ረቆሒ 100% ከምኡዉን ብፅሑፍን ብተግባርን ፈተና ይዉሃብ ብኮሜቴ ምልመላን
  • ድሕሪ ናይ ምዝገባ እዋን ዝኮነ ይኩን መረዳእታ ተቀባልነት የብሉን
  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344370594 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle