| ቤት ትምህርቲ ኣባ ገብረሚካኤል ካቶሊካዊት | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | መምህር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ መጋቢት 12, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም መጋቢት 17, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | አባ ገሚካኤል ካቶሊክ ሙሉእ ቀደማይን ካልኣይን ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሐደ/ሓንቲ መምህር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲፕሎማÂ |
| ተደላይይ ክእለት | ብሳይንስ ት/ቲ ብዲፕሎማ ዝተመረቐት በዝሒ ሐደ ካብ 1ይ ክሳብ 6ይ ክፍሊ ከምህር ዝክእል |
| ልምዲ ስራሕ | አፍልጦ ካብዝረከብ ቤት ትምህርቲ ብዝሰልጠኑ ሞያ ካብ 3 ዓመትን ካብኡ ንላዕሊ ዝመሃረ ከቕርብ ዝክእል |
| መተሓሳሰቢ | ኣባ ገብረሚካኤል ካቶሊክ ቤት ት/ቲ ካብ መጋቢት 14/08 ጀሚሩ ክሳብ መጋቢት 17/2008 ዓ/ም አብ ስራሕ ሰዓት ካብ ንጉሆ 2:00 – 6:00 ዉድድር ዝካየደሉ ዕለት 19/7/2008 ዓ/ም |